ታራ እዛ መጽሓፍ ፡ ንኣብ ሕማም ሽኮር ዝሳቐ ዘሎ ሕብረተሰብ ብቅልል ዝበለ ደረጃ ካብ ዝታሓተ ክሳብ ዝላዓለ ነቲ ሕማም ተረዲኡ ብኸመይ ካብ'ቲ ሕማም ንኽከላኸል ኽትሕግዝ ዝተዳለወት መጽሓፍ ኢያ ። ዝበዝሑ ብግቡእ ነቢቦም ኣብ ውሽጣ ዘሎ ብዋጋ ዘይትመን ምርምርን መርትዖታትን ናይዞም ኪኢላታት ተረዲኦም ፍልጠቶም ከደንፍዑን ምስ ሞያዉያን ናይ'ቲ ሕማም ተላዚቦም ሽግሮም ኣብ ምፍታሕ ክትሕግዞም ብምባል ብሕጽር ዝበለን ዝቐለለን ቀሪበያ ኣለኹ ።Curing Diabetes by Amanuel Gebremesih is designed to help the community suffering from diabetes understand the disease and how to prevent it. He has presented it in a concise and simple way so that you can understand the invaluable research and evidence of these experts and enhance your knowledge and consult with the professionals of the disease to help you solve your problems.